ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተወላዶ ትግራይ ነበርቲ ከተማ ሑመራ መንነት ዘማእከለ ምትንኳልን ዘረፋ ንብረትን ይፍጸም ምህላው ገሊጾም

ተወላዶ ትግራይ ነበርቲ ከተማ ሑመራ መንነት ዘማእከለ ምትንኳልን ዘረፋ ንብረትን ይፍጸም ምህላው ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:46 0:00

ካብ ጽባሕ ኣብ ክልል ትግራይ ውግእ ዝጀመረሉ ጊዜ ኣትሒዙ፣ መንነት ዘማእከለ ምትንኳልን ዘረፋ ንብረትን ኣብ ከተማ ሑመራን ካልኦት ከተማታትን ይፍጸም ኣሎ’ ክብሉ ገለ ትግራዎት ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።

XS
SM
MD
LG