No media source currently available
ህልው ኩነታትን ብድሆን ከምኡ'ውን መጻኢ ዕድላት ህዝቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፣ ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያን’ከ እንታይ ይመስል? ኣብ ዝብል ንተኽለብርሃን ገረዝግሄር ካብ ኣመሪካ፣ ዳዊት ተኽለሃይማኖት ካብ ስዊድን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።