ኣካፍል
መሕተሚ
" ኣሜሪካን ኮርነር መቐለ" መናእሰይ ዝጥቀምሉ ማእኸል ሓበሬታን ቴክኖሎጂን ብዛዕባ ዘለዎ ኣገልግሎትን: መናእሰይ ድማ ካብቲ ማእኸል እንታይ ይረኽቡ ኣለዉ ዝቡል ኣዘራሪብና ኣለና::
No media source currently available
እቲ ማእኸል ብምትሕብባር መንግስቲ ኣሜሪካን ዩንቨርስቲ መቐለን ዝተሰርሐ እዩ::
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።