ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ መጻኢ ምርጫ ዝምልከት መፍትሂ ሓሳብ ክቕረብ ሓቲቱ


ሎሚ ሓሙስ ንስሩዕ ዋዕልኡ ዘሰላሰለ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ቦርድ ምርጫ’ታ ሃገር ብዛዕባ እቲ ሎም ዘበን ክካየድ መደብ ተታሒዙሉ ዝነበረ ምርጫ ኣመልኪቱ ንዘቅረቦ ኣጀንዳ ተዘራሪብ’ሎ።

ብመሰረት’ዚ፣ እቲ ቤት ምኽሪ ምርጫ ኣመልኪቱ ናይ መፍትሒ ሓሳብ ንከቅርብ እቲ አጀንዳ ናብ ኮሚቴ ሕጊ፣ ፍትሒን ምምሕዳርን ከምዝላኣኾ ተሓቢሩ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ መጻኢ ምርጫ ዝምልከት መፍትሂ ሓሳብ ክቕረብ ሓቲቱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:33 0:00


Recommended

XS
SM
MD
LG