ባህላዊ መግቢ ዓሳ “ሞፋ” እተዳሉ ቤት መግቢ ሰላም ምጽዋዕ
ቤት መግቢ ሰላም ምጽዋዕ፡ ብእተዳልዎ ባህላዊ መግቢ ዓሳ ‘ሞፋ’ እትልለ ቤት መግቢ’ያ። ካብ ዝተመስረተትሉ 1930ታት ጀሚራ ን90 ዓመታት ኣብ ስድራ-ቤት እንዳተሰጋገረትት ንሰለስተ ወለዶ ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ከምትርከብ ወናኒኣ ኣቶ ማሕሙድ ኣቡበከር ንድምጺ ኣመሪካ ተዛሪቦም። እዛ ብስድራ-ቤት እትካየድ ቤት መግቢ ዝተፈላለዩ ናይ ቀይሕ ባሕሪ ዓሳታት ብዘይ ዘይቲ (ቅብኣት) ብፍሉይ ዓይነት ዕንጸይቲ ብምጥባስ ንተገልገልቲ ከም እትቕርብ ኣቶ ማሕሙድ ይዛረቡ።
ኢፒሶዳት
-
ግንቦት 01, 2024
ምስ ኣቶ ሓድሽ መብራህቱ -- ተሸላሚ ጸላዊ ዜጋ ንግስነት ኔዘርላንድስ
-
ሚያዝያ 30, 2024
ቅልስ ባይደንን ትራምፕን ንዓወት ሚሺጋን
-
ሚያዝያ 30, 2024
ተመክሮ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ሓባሪት ምስጢር ማርታ ንጎዬ
-
ሚያዝያ 29, 2024
ትራምፕ ንዋዛታት ፕረዚደንት ባይደን ይነቕፉ
-
ሚያዝያ 29, 2024
ንስኑዕን ግጉይ ሓበሬታ ዝቃለስ ደቡብ ኣፍሪቃዊ ትካል