ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቢሮ ኮሚኒኼሽን ክልል ትግራይ 700 ሽሕ ነበርቲ ካብ ም/ትግራይ ተመዛቢሎም ይብል መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ግን ነዚ ይነጽግ


ካብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ልዕሊ 700 ሽሕ ነበርቲ ብሓይልታት ፀጥታ ክልል ኣምሓራ ካብ መነባብርኦም ክመዛበሉ ከምዝተገበረ ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ኮምኒኬሽን ገሊፁ።እዚ ኩነታት ኣብቲ ክልል ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ክጋደድ ከምዝገበሮ ሓላፊት እቲ ቢሮ ወይዘሮ እትየነሽ ንጉሰ ተዛሪበን።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ክልል ኣምሓራ ኣቶ ግዛቸው ሙሉነህ ክንዲ'ዚ በዝሒ ዘለዎም ተወልደቲ ትግራይ ኣብቲ ከባቢ ኣይነብሩን ብምባል ኣሉታዊ መልሲ ሂቦም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።



XS
SM
MD
LG