ዋሽንግተን —
ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ውሽጢ ኣሜሪካ ዝነብሩ ነፃ ሕክምናን ናይ መግቢ፣ኣባይትን ሓገዝ ዝረኽቡ ቀዋሚ መንበሪ ወይ ዜግነት ከይረኽቡ ዝኽልክል ሓዱሽ ፖሊሲ ኣውፂኦም ኣለው።
ተሓለቕቲ ነቲ ዝወጸ ሓድሽ ፖሊሲ ንድኻታትን ወፃእተኛታት ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዒላማ ዝገብር እዩ ክብሉ ይቃወሙዎ ኣለው።
ነዚ ብዝምልከት ምስ በዓል ሞያ ሕጊ ዝተካየደ ካልኣይ ክፋል ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።