ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ቃለ መጠይቕ ምስ ፕሮፌሰር መንግስትኣብ ተስፋሃንስ
መሃዝነትን ፈጠራን ንዕብየት ሓንቲ ሃገር ዘለዎ ግደን ንዝምህዙን ዝፈጥሩን ክግበር ብዛዕባ ዘለዎ ምትብባዓትን ንተመኩሮ ካልኦት ሃገራትን ብምልዓል ንፕሮፈሰር መንግስትኣብ ተስፋዩሃንስ ካብ ኒውዮርክ ስተይት ዩኒቨርስቲ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።