No media source currently available
ወርሒ ለካቲት ልብን ምስ ልቢ ዝተተሓሓዙ ፀገማት ጥዕና ትዅረት ብምሃብ ብዛዕብኡ ኣፍልጦ ክብ ንምባል ብደረጃ ዓለም ዝተረቑሐት ወርሒ’ያ። ነዚ ፀገም ጥዕና ትኹረት ብምግባር ንዶ/ር ሃብተኣብ ፍስሃ ካብ ኣሪዞና ኣዘራሪብናዮም ኣለና።