No media source currently available
መንግስቲ ኣመሪካ ስደተኛታት ናብ ሃገሩ ዘጣይሰሉ ሓድሽ ኣገባብ የተኣታቱ’ሎ። “Welcome Group” ዝተስምየ እዚ ሓድሽ መደብ ኣመሪካውያን ውልቀ ሰባት ዝካፈልሉ መስርሕ’ዩ። ብዛዕባ’ዚ ንኸብርሃልና ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ በዓል ሞያ ሕጊ ንዝኾነ ኣቶ ሚካኤል ግርማይ ዓንደገርጊሽ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።