ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ቃለ መሕትት ምስ ፕሮ.ክንድያ ገብረሂወት ኣብ ጉዳይ ምስሓብ ካብ ክልል ዓፋርን ካልኦትን
ሰራዊት ትግራይ ካብ ክልል ዓፋር ምስሓቡ ገሊጹ ኣሎ። ብዛዕባ’ዚን ካልእ ተዛመድቲ ኣርእስቲን ንኣባል ላዕለዋይ ኣመራርሓ ቤት ጽሕፈት ዝምድናታት ወጻኢ ክልል ትግራይ ዝዀኑ ፕሮ. ክንዲያ ገ/ህይወት ኣዘራሪብናዮም ኣለና።