ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ቂሐ ፅልሚ-ማህሌተ ጉማየ
ማህሌተ ጉማየ ብዝብል መፀውዒ ዝፍለጥ ኣብ ምምርማር፣ ምዕቃብን ምልላይን ባህሊን ታሪኽን ትግራይ ኣድሂቡ ዝሰርሕ ብዓርሰ ተበግሶ ውልቀሰባት ዝተጣየሰ ምልዕዓል እዩ: ንመስራቲ ማህሌተ ጉማየ ዶ/ር ሓጎስ ኣብርሃ ኣባይ ካብ ጀርመን ንሓፈሻዊ ስርሓት እቲ ተበግሶን ሸትኡን ኣመልኪቱ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።