ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሐ-ጽልሚ -ምስ ስነ ጥበባዊ ተስፉ ኪሮስ(ግራይ)


ስነ ጥበባዊ ተስፉ ኪሮስ(ግራይ)
ስነ ጥበባዊ ተስፉ ኪሮስ(ግራይ)

ስነ ጥበባዊ ተስፉ ኪሮስ(ግራይ) መራሒ መድረኽ ፡ ገጣማይን ተዋሳኣይን`ዩ።

ብርክት ዝበሉ ኣብ ልቢ ኣፍቀርቲ ሙዚቃን ኣስተማቐርቲ ደርፍን ፍሉይ ቦታ ዘለዎም ብናቱ ግጥምታት ዝተሰርሑ ደርፍታት ንብዙሓት ድምጻውያን ሂቡሎ- ‘ፎርሳ’ ትብል ናይ ወዲ-ሃለቃ፡ ‘ኮራለይ’ ትብል ናይ ቃለኣብ ከምኡ ድማ ‘ኣውቲስታይ’ ናይ ኤደን ተኸስተ።

እተን ደርፍታትውን ነቶም ድምጻውያን ስምን ዝናን ንኽረኽቡ ዓቢ ተራ ዝተጻወተ ስነጥበባዊ ‘ዩ ተስፉ ኪሮስ (ግራይ)። ኣብ ኣስመራ ምስኡ ዝተኻየደ ዕላል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:39 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG