ደሴ —
ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ተረኺቡ፡ ኣንጻር ህወሓት ዝተኻየደ ኩናት ኣብ ሓጺር ግዜ ዛዚምናዮ ኣለና ኢሉ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣብቲ ኣብ ከተማ መቐለ ዝገበሮ ምብጻሕ፡ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣድናቖቱን ምስጋንኡን ድሕሪ ምግላጽ ምስ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ተማኺሩ ተመሊሱ`ሎ።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available