ባህርዳር —
ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ብምኻድ ሎሚ ምስ ነበርቲ መተከል ተመያይጡ።
ዶ/ር ኣቢይ ኣብቲ እዋን፥ ኣብቲ ከባቢ ልዕልና ሕጊ ምኽባር ዋና ኣጀንድኡ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ጠቕላሊ ሓለቓ ወተሃደራዊ ስታፍ ጀነራል ብርሃኑ ጁላን፡ ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈርያት ካሚልን'ዮም ናብቲ ቦታ ተጓዒዞም ኣለዉ።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available