ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዝተቐንጸሉ ሰለስተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኣብ ባህርዳር ሎሚ ተፈጺሙ


ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ባህርዳር፡ ክልላዊ መንግስቲ ብምዕላው ኣብ ዝተኻየደ ፈተነ ዝተቐተሉ ፕረዚደንት`ቲ ክልል ዶ/ር ኣምባቸው መኮነን፡ ጠቕላሊ ዓቃቢ-ሕጊ `ቲ ኽልል ኣቶ ምግባሩ ከበደ፡ ኣማኻሪ ፕረዚደንት`ቲ ኽልል ኣቶ እዘዝ ዋሴን፡ ሎሚ ረቡዕ ኣብ ባህርዳር፡ ቤተክርስትያን ቅዱስ ገብርኤል ተፈጺሙ።

ኣብ`ቲ ኣብ ስታድየም ባህርዳር ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ምፍናው፡ ም/ቀ/ሚንስተር ደመቀ መኮነን፡ ከምኡ ድማ ፕረዚደንትታት ዝተፈላለያ ኽልላት ኢትዮጵያን ተረኺቦም ኔሮም።

ምሉእ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዝተቐንጸሉ ሰለስተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኣብ ባህርዳር ሎሚ ተፈጺሙ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:00 0:00


Recommended

XS
SM
MD
LG