ኣካፍል
መሕተሚ
ሱዳን ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሴ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዘይምቅዳው ንምፍታሕ ንንመንጎኝነት ኣርባዕተ ኣካላት ብዕሊ ሓቲታ ። ተንተንቲ ወጥሪ ክልቲኤን ሃገራት ብእዋኑ መፍትሒ እንተዘይረኪቡ ካብአን ሓሊፉ ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ክሰፍሕ ይኽእል እዩ ክብሉ ይዛረቡ ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።
No media source currently available