No media source currently available
ሰብ-ሞያ ጥዕና ትግራይ ኣብ መፃብቦ
መሕተሚ
ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ሰብ-ሞያ ጥዕና ንዝሓለፈ ሸሞንተ ኣዋርሕ መሃየኦም ኣይተኸፍሎምን። እዚ ምስ ሕፅረት መሰረታዊ ቀረባት ተጋዲዱ ከመይ’ኮን ይዋፅኡ ይህሉዉ?
ንገለ ካብኣቶም ኣዘራሪብናዮም ኣለና።