መቐለ —
ብሰንኪ መሰረታዊ ሕጽረታት ሰራሑ ደው ከም ዘበለ ኣብ ቀረባ እዋን ዝገለጸ መወከሲ ሆስፒታል ዓይደር፡ ኣብቲ ዝህቦ ዘሎ ኣዝዩ ንኡስ ኣገልግሎት’ውን ገና ኣብ ኢድ ሓካይም ሕሙማት ይመትዎ ከም ዘለዉ ሰብ-መዚ እቲ መወከሲ ሆስፒታል ይገልጹ።