No media source currently available
ኣብ ክልል ትግራይ ንዝተኻየደ ኹናት ስዒቡ ኣብ ተወላዶ'ቲ ክልል ይበጽሕ ኣሎ ንዝበልዎ በደል ዝምልከት ድምጾም ዘስምዑ ሰልፈኛታት ሎሚ ሓሙስ ኣብ ኣፍደገ ቤት ጽሕፈት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ከምኡ'ውን ኣብ ገለ ጎደናታት ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ ሰላማዊ ሰልፊ አካይዶም