ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእይቶ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ምቕባል ዕውት ኖበል ሰላም ቀ/ሚ አብይ አሕመድ


ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ሽልማት ኖበል ሰላም ኣብ ኖርወይ ተቐቢሎም ናብ ሃገሮም ኣብ ዘተመልስሉ ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ አባላት ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባት ተቀቢሎምዎም።

ኣብ ከተማ አዲስ አበባ፡ባህርዳር፡ሃዋሳን ከምኡ’ውን ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት በበይኖም መድረኻት ብምድላዎም ዜጋታት ሓጎሶም ገሊጾም ኣለው።

ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ናብ አዲስ አበባ ኣብ ዝአተውሉ ህዝቢ ብጸልማት’ዩ ወጺኡ’ዩ ዝተቀበሎም ዝበለ ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ካብ አዲስ አበባ ሙኽታር ጀማል ካብ ቦሌ ዓለምለኸ መዓርፎ ነፈርቲ ክሳብ ቤተ መንግስቲ’ቶም ቀዳማይ ሚንስትር ናይ ዝተሰለፈ ህዝቢ ሓጎስን ፈንጠዝያን ይስምዕ ኔሩ ይብል።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



XS
SM
MD
LG