ኣካፍል
መሕተሚ
ኣብ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ባንኪ:ኤሌክትሪክ: መጎዓዚያ: ስልክን ኢንተርኔትን ካብ ዝቋረፅ ልዕሊ ሓደ ወርሒ ኮይኑ ኣሎ። ምቋራፅ እዚ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ኣብ ህዝቢ ዓብይ ፅልዋ ይፈጥር ከምዘሎ ንድምጺ ኣመሪካ ርእይትኦም ዝሃቡ ነበርቲ ከተማ መቐለ ተዛሪቦም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available