ኣካፍል
መሕተሚ
ኣሜሪካ ኣብዚ ሰሙን ንመራሕቲ ኢትዮጵያ: ኤርትራ: ሓይልታት ኣምሓራን ኣባላት ህወሓትን ክልከላ ቪዛ ምግባራ ምግላፃ ስዒቡ ንድምጺ ኣሜሪካ ርእቶኦም ዝ ሃቡ ነበርቲ መቐለ ከምዚ ይብሉ::
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::
No media source currently available