ኣካፍል
መሕተሚ
ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሮማ ካቶሊክ ፍራንሲስ ትማሊ ኣብ ሞዛምቢክ ኣብ ዝኣተውሉ ፕረዚደንት እታ ሃገር ፊሊፐ ኒዩሲ ሓዊሱ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሞዛምቢካዊያን ተቐቢሎምዎም።እቶም ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኣብታ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ሃገር ንፈለማ ግዜ እዮም ዑደት ዝገብሩ ዘለው።
No media source currently available
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።