ኣካፍል
መሕተሚ
ሎሚ 23 ነሓሰ ኣብ ዝተገብረ ናይ ምድብ ክልተ ጸዋታታት ሃገራዊት ጋንታ ሩዋንዳ ንታንዛንያ 2 ብ 0 ክትስዕራ ከላ ኡጋንዳ ንደቡብ ሱዳን ብፎርፌ ብምስዓር ክልቲኦም ናብ ፍርቂ ፍጻሜ ሓሊፈን ኣለዋ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available