ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምእመናን ኦርቶዶክስ ኢትዮጵያ ንጎደናታት አዲስ አበባ ኣንጻር ቫይረስ ኮሮና ዓጢኖም


ምእመናን ኦርቶዶክስ ኢትዮጵያ ንጎደናታት አዲስ አበባ ኣንጻር ቫይረስ ኮሮና ዓጢኖም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:30 0:00

ኣቕሽሽቲ ኦሮቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ትማሊ ሓሙስ ንኮሮና ቫይረስ ብመንፈሳዊ ሓይሊ ንምስርዓር ንጎደናታት ከተማ አዲስ አበባ ብዕጣንን ከርበን ከምዝዓጠኑ ተሓቢሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ ሰባት ከምዘለው ይፍለጥ።

​
XS
SM
MD
LG