No media source currently available
ወቕቲ ዘራእቲ ኣብ ዝቀራረበሉ እዋን፡ ሓረስቶት ክልል ትግራይ እቲ ክረኸቡዎ ዝፀንሑ ምሩፅ ዘራእቲን ዘመናዊ ድዅዒን ከም ቀደሙ ኣይክህሉን’ዩ። ንሱ ኣብ ዘይብሉ እቲ ክልል ከመይ ክዋፅኦ ምዃኑ፡ ወኪልና ንሓላፊ መራኸቢታት ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ኣዘራሪቡ ኣሎ።