No media source currently available
ኣብዚ ሰሙን ኣብ ፓርላማ እንግሊዝ ንናይ ሕልና እሱራት ኤርትራ ዝምልከት ምርኢት ክካየድ ቀንዩ። ብዛዕባ’ቲ ክካየድ ዝቐነየ ምርኢት ኣመልኪቱና መብርሂ ንኽህበና ሓደ ካብቶም ኣዳለውቲን ፈጻሚ ዳይረክተር ማሕበር ጸሓፍቲን ጋዜጠኛታትን ፐን ኤርትራን ዝዀነ ዓወት ፍስሃየ ኣዘራሪብናዮ ኣሎና።