ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
06292 DR MEZGEBE HAILE PEDIATRICIAN Full Version PKG.mp4
ብምምዝባዕ ዘርኢ ዝፍጠር “ኦውቲዝም፡” ንሓያሎ ስድራቤታትን ኣሻቓሊ ተርእዮ’ዩ። ንምዃኑ እዚ ተርእዮ’ዚ ክፍወስ ይኽእል ዲዩ፧ ንኣመጻጽኣኡን ካልእ ምስኡ ተኣሳሲሩ ዝመጽእ ኣርእስታትን ንልዕሊ 20 ዓመታት ኣብ ሞያ ሕክምና ህጻናት ዝነጠፈ ዶክተር መዝገበ ሃይለ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።