መቐለ —
ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ክልል ትግራይ ዝተፈናቐሉ ብኣሸሓት ዝቑጸሩ ሰባት ናብ ሰሜን ወሎ ይኣትዉ ከምዘለዉ ቤት ጽሕፈት ኮሚኒኬሽን ሰሜን ወሎ ይግለጽ ኣሎ። ብዛዕባ’ዞም ካብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ዝተባህሉ ተወላዶ ትግራይ ብዝምልከት ንሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ትግራይ ኣቶ ረዳኢ ሓለፎም ኣዘራሪብናዮም ኣለና።