አዲስ አበባ —
ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ዝተዓወትዎ ሽልማት ሰላም ኖቤል ንህዝቢ ኢትዮጵያ ዝብርከት ናይ ዕድል ሽልማት እዩ ክብል ቤት ፅሕፈቶም ኣፍሊጡ።
ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚንስትር ሓላፊ ፕረስ ኣቶ ንጉሱ ጥላሁን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ እቲ ሽልማት ንዝበለፀ ስራሕ ዘለዓዕል እዩ ኢሎም ኣለው።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available