ኣካፍል
No media source currently available
መዓልታዊ ህይወት ካብ መንበሪኦም ተመዛቢሎም ኣብ መቐለ ዝርከቡ ኣቦ
ብምኽንያት ትማሊ ዝተዘኸረ ዓለምለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ካብ መንበሪኦም ተመዛቢሎም ኣብ መቐለ ዝርከቡ ወዲ ዓመት ወዲ-78 ኣቦ ዕለታዊ ህይወቶም ከምዚ ይመስል።