ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ተዘኺሩ ውዒሉ
ሎሚ 20 ሰነ፡ ኣብ ኤርትራ ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት’ዩ። እዚ ዕለት ብዝተፈላለየ መሳንድኦታት ተዘኪሩ ውዒሉ።