ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘጋጥም ግህሰት መሰላት ናይ ምክልኻል ሓላፍነት ኣለዎ ክብል ሂማን ራይትስ ዎች ገሊጹ


ኣብ ዝኾነት ሃገር ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝፍጸም መግሃስቲ ሰብኣዊ መሰላት ምክልኻል ናይ መንግስቲ ሓላፍነት ከምዝኾነ ሁማን ራይት ዋች ገሊጹ። ዳይረክተር ሁማን ራይት ዋች ጨንፈር ምብራቅ ኣፍሪቃ ላቲሺያ ባይደር ንድምጺ ኣሜሪካ ከምዝገለጸቶ ‘ኣብ ክልል ኦሮምያ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ኦሮሞ ዘይኮኑ ውልቀ ሰባት መጥቓዕትን ግህሰት መሰላትን የጋጥም ከምዘሎ' ገሊጻ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘጋጥም ግህሰት መሰላት ናይ ምክልኻል ሓላፍነት ኣለዎ ክብል ሂማን ራይትስ ዎች ገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:38 0:00


Recommended

XS
SM
MD
LG