ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ምስ ህወሓት ብዝበጽሖ ስምምዕ ሰብኣዊ ሓገዝ መሰረት ረድኤት ናብ ክልል ትግራይ ይበጽሕ ምህላው ዩኒሴፍ ይገልጽ

መንግስቲ ምስ ህወሓት ብዝበጽሖ ስምምዕ ሰብኣዊ ሓገዝ መሰረት ረድኤት ናብ ክልል ትግራይ ይበጽሕ ምህላው ዩኒሴፍ ይገልጽ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:07 0:00

ሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ትካል ህጻናት ኣድሕን ሕቡራት ሃገራት ኣቐዲሙ ዕጽው ናብ ዝነበረ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ይኣትው ምህላው ሓቢሮም። ንሶም መንግስቲ ምስ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝበጽሖ ስምምዕ ሰብኣዊ ሓገዝ መሰረት ሓገዛት ህይወት ኣድሕን ንኣማኢት ኣሽሓት ዝኸውን ህዝቢ ይበጽሕ ኣሎ ኢሎም።

XS
SM
MD
LG