ዋሽንግተን —
ፓይለታት ነፈርቲ ሃገራዊ መንገዲ አየር ኬንያ ዘካየድዎ ስራሕ ጠጠው ናይ ምባል አድማ ንኸብቅዕ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ድሕሪ ምእዛዙ፣ እቲ መንገዲ አየር ትማሊ ረቡዕ በረርኡ ቀጺሉ'ሎ።
እቲ ንኣርባዕተ መዓልታት ዝተኻየደ ስራሕ ጠጠው ናይ ምባል ኣድማ አብረርቲ ነፈርቲ ኬንያ፣ ሓያለ በረራታት ክስረዝ ጌሩን ንኣሽሓት መንገደኛታት ኣግዲዑን እዩ።