ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ተጀሚሩ


መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሎሚ 16 ጥሪ 2011 ዓ/ም ጀሚሩ።

ኣብዚ ስሩዕ ጉባኤ ፀብፃባት ስራሕ ከምዘቕረቡን ከፀድቑ ትፅቢት ዝግበረሎምን ኣዋጃትን ደንብታትን ከምዘለው እውን ተሓቢሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ተጀሚሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:49 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG