No media source currently available
ጥንታውነቱ ካብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ምዃኑ ዝንገረሉ እኽሊ ጣፍ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ'ውን ሓዲሽ ተቐባልነት እናረኸበ ይኸይድ ኣሎ። ካብ "ግሉትን ና"` ብምዃኑ ተደላይነቱ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ጣፍ፡ ሓረስቶት፡ ኣብ ምዕራባውን ማእከላይ ምዕራብን ክፋላት ኣመሪካ ከፍርዩዎ ምጅማሮም ክግለጽ ጸኒሑ`ሎ።