ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕማም ነፍሪ ኣብ 15 ወረዳታት ክልል ትግራይ ምርኣዩ ሰብ-መዚ ጥዕና ትግራይ ኣመልኪቶም


ሕማም ነፍሪ ኣብ 15 ወረዳታት ክልል ትግራይ ምርኣዩ ሰብ-መዚ ጥዕና ትግራይ ኣመልኪቶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:41 0:00

ሕማም ነፍሪ ማለት ኣንትራክስ ኣብ 15 ወረዳታት ክልል ትግራይ ምርኣዩ ሰብ-መዚ ጥዕና ትግራይ ኣመልኪቶም። እዚ ብተመልዶ “መገረም” እናተባህለ ዝጽዋዕ ሕማም ካብ እንስሳታት ናብ ሰብ ዝመሓለለፍ ኰይኑ፡ ብሰንኪ ዘሎ ስእነት መድሃኒትን ክታበት እንስሳታትን ክጋደድ ከም ዝኸኣለ እቲ ዝበጽሓና ዜና የመልክት።

​
XS
SM
MD
LG