ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕ/ሃ ካብ ኣብ ከተማ ትሪፖሊ ኣብ መዳጎኒ ማእከል ዝነበሩ 328 ስደተኛታት ምግዓዙ ሓቢሩ

ሕ/ሃ ካብ ኣብ ከተማ ትሪፖሊ ኣብ መዳጎኒ ማእከል ዝነበሩ 328 ስደተኛታት ምግዓዙ ሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:21 0:00

ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትን ዓለምለኸ ትካል ስደተኛታት ኣብ ቃስር ቢን ጋሺር መዳጎኒ ማእከል ዝነበሩ 328 ስደተኛታት ናብ ዝሓሸ ውሕስነት ኣለዎ ዝበልዎ ካልእ መዳጎኒ ማእከል ዝሓለፈ ሰሙን ምግዓዞም ሓቢሮም።

​
XS
SM
MD
LG