ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት እንታይ'ዩ?
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ወርሒ መስከረም መራሕቲ ሃገራት ዓለም ኣብ ከተማ ኒው ዮርክ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ብምእኻብ ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ይካየድ እዚ ዋዕላ እንታይ’ዩ? ኣገዳስነቱ’ኸ? ዝብል ኣብዚ ምርኣይ ይክኣል