ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓገዝ ወሃብቲ ትካላት ብ'ኖማ' ዝፍለጥ ሕማም ኣብ ዝርዝር ጠመተ ዝተነፍጎም ሕማማት ክኣትው ጻውዒቶም ንውድብ ጥዕና ዓለም የቕርቡ


ኖማ ዝተባህለ ቅርፂ ገፅ ዝቕይር ሕማም ብብዝሒ ትሑት ኣገልግሎት ጥዕናን አታዊን ኣብ ዘለወን ሃገራት ትሕተ ሰሃራ ኣፍሪቃ ዝረአ ኮይኑ 90% ግዳይቱ ይሞቱ ምህላዉም ተፈሊጡ ።

መብዛሕትኦም ህፃናት እዮም ።ነዚ ሕክምናዊ ኣገልግሎት እንተረኺቡ ክሓዊ ዝኽእል ሕማም: ሓገዝ ወሃብቲ ትካላት ውዱብ ጥዕና ዓለም ኣብ ዝርዝር ጠመተ ዝተነፍጎም ሕማማት ከባቢታት ሃሩር ክሰርዖ ይጽውዑ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

XS
SM
MD
LG