መቐለ —
ነበርቲ ከተማ መቐለ ብዛዕባ’ዛ ትማሊ ዝጀመረት ሓዳስ ዓመት ዝተፈራረቐ ሰምዒት’ዩ ዘለዎም። ንሰላም ዘለዎም ተስፋ ይግለጹ ደኣ እምበር፡ እቲ ኲናት ዝፈጠሮ ዕንወት’ውን ገና ኣይሓወየን።
ንገለ ነበርቲ'ቲ ክልል ኣዘራሪብና ኣለና።