ዋሽንግተን —
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣሜሪካ ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ሓሙሽተ ሃገራት ኣመንቲ እስልምና ኣብ ዝበዝሕወን ሃገራት ዝተገብረ እገዳ ጉዕዞ ሎሚ ክጸንዕ ጌሩ’ሎ።ፕረዚደንት ትራምፕ በዚ መዳይ ተዓዊቶም ኣለው።
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣሜሪካ 5 ብ 4 ድምጺ’ዩ ነዚ ፖሊሲ ፕረዚደንት ትራምፕ አጽዲቅዎ’ሎ።