ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ ኤርትራ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ለውጢ ንዲሞክራሲ ህዝባዊ መድረኽ ምይይጥ


ናይ ኤርትራ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ለውጢ ንዲሞክራሲ ‘ይአኽል’ ብዝብል ቴማ ንመንግስቲ ኤርትራ ብምቅዋም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ አናሂም ካሊፎንያ ህዝባዊ መድረኽ ምይይጥ አዳልዩ ኔሩ።

ኣቶ ዳዊት ገብረመስቀል
ኣቶ ዳዊት ገብረመስቀል

ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ካብ ከተማ ሎስ አልጀለስ ንሓደ ካብ አዳለወቲ’ቲ መድረኽ ዝኾኑ ኣቶ ዳዊት ገብረመስቀል ካብ ሎስ አንጀለስ ኦሬንጅ ካውንቲን ንብዙሕ ዓመታት ሓላፊ ማእከል ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኮይኖም ዝሰርሑ ደጋፊ መንግስቲ ኤርትራ ኣቶ ሳህለ ገብረማርያም ኣዘራሪቡ’ሎ።

ኣቶ ሳሕለ ገብረማርያም
ኣቶ ሳሕለ ገብረማርያም

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG