ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ህወሓት ከምዘየንሳህርር ኮይኑ ተሓምሺሹ'  ሓላፊ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ  ጀነራል ብርሃኑ ጁላ


ህወሓት ከምዘየንሳህርር ኮይኑ ተሓምሺሹ ክብሉ ሓላፊ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም።

እቶም ጀንራል ነዚ ዝተዛረቡ ኣብ ክልል ትግራይ ይካየድ ዘሎ ኵናት ሎሚ እውን ጠጠው ከምዘይበለ ዝገልፁ ገለ ርእይቶታት ኣብ ዝሃብዎ መልሲ እዩ ።

ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ቅድሚ ሓሙሽተ መዓልታት እቲ ኵናት ኣብ ብርክት ዝበሉ ከባቢታት ከምዝቐፀለ ብተኸታታሊ ናይ ቲዊተር መልእቲ ዘርጊሖም እዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

'ህወሓት ከምዘየንሳህርር ኮይኑ ተሓምሺሹ'  ሓላፊ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ  ጀነራል ብርሃኑ ጁላ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:13 0:00


Recommended

XS
SM
MD
LG