No media source currently available
ዛምቢያ ሓድሽ መድሃኒት ኤችኣይቪ ትዕድል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
ዛምቢያ ንፈለማ እዋን መከላኸሊ ኤች.ኣይ.ቪ ኤድስ መድሃኒት ብሓገዝ ረኺባ። እዚ ድማ ካብቲ መፅናዕቲ ዝወሃበሉ ቦታ ወፃኢ ንኣመሪካ ስዒባ ነዚ ብመልክዕ መርፍእ ዝወሃብ መድሃኒት ዝረኸበት ኣብ ዓለም ካልኣይቲ ሃገር ኮይና ኣላ።
ቅጥዒ