ዛምብያ፡ ትካላት ህንጸት ቻይና ንናይቲ ሃገር ትካላት ብኣሉታ ይጸልዉ


ዛምብያ፡ ትካላት ህንጸት ቻይና  ንናይቲ ሃገር ትካላት ብኣሉታ ይጸልዉ

No media source currently available

ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃዊት ሃገረ ዛምቢያ፡ ኩባንያታት ቻይና እንኮላይ ንወደባት እታ ሃገር ገቢተን’የን። ሕጂ ግን ኣብ ስራሓት ዘቤታዊ ህንጻታት’ውን ደቀባት ንዓብላልነት ቻይና ክዳረጉ ከም ዘይከኣሉ ይገልጹ።

​
XS
SM
MD
LG