ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድራማዊ ፍጻሜ ምፍልላይ ስድራ ቤታት ኣብ ዛላምበሳ


border ethiopia eritrea
border ethiopia eritrea

ትማሊ ረቡዕ ኣብ ዛላምበሳ ዝተራእየ ርክብ ንኣስታት ዕስራ ዓመታት ብመንግስታት ሰራሕ ሓጹር ተፈላልዮም ዝነበሩ ስድራ ቤታት ‘ድራማዊ ፍጻመ ከምዝረኸበ’ ጋሻና ይገልጽ።

መራሕቲ ክልቲኤን ሃገራት ክርከብሉ’ዮም ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ስነ ስርዓት ወረቀት ዕድመ ዘይረኸቡ ህዝቢታት ክልቲኤን ሃገራት ንሓጹር ሰሪሑ ኣይትሕለፉ ባሃሊ ስራዊት ክልቲኤን ሃገራት ጥሒሶም ብምሕላፍ ከምዝተሓቛቆፉን ከምዝተሰዓዓሙን’ውን ተገሊጹ።

መራሕቲ ክልቲአን ሃገራት ሃንደበት ድሕሪ ሃገራዊ መዝሙር ክልቲኤን ሃገራት ካብ’ቲ ስፍራ ከምዝነቐሉ’ውን ንምፍላጥ ተኻኢሉ’ሎ።

ድሕሪ ዕስራ ዓመት ንሓወን ዝረኸባ ወላዲት’ውን ኣዘራሪብና ኣለና። መጻኢ ጊዜ ‘ጊዜ ሰላምን ፍቕሪን ክኾነልና’ዩ ዝብል ተስፋ ኣለኒ’ ይብላ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:15:16 0:00

XS
SM
MD
LG