ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ሓደ ካብቶም ብደረጃ ኣህጉር ተወዳደርቲ ኾይኖም ንኤርትራ ኽፀውዕዋ ዝኸአሉ ስፖርተኛታት'ዩ።

ወዲ 22-ዓመት ዝኾነ ተቀዳዳማይ ብሽክለታ ዳንኤል ትኸለሃይማኖት ኣብ ቀረባ ብዘኻየዶ ውድድር ዙር ሩዋንዳን ሻምፕዮን ኣፍሪቃን ብናይ ግዜ ብናይ ብሉፅ መንእሰይን ከምኡ’ውን ብናይ ቕፅበታዊ ውድድር ቐዳማይ ብምውፃእ ኣብ 2012 ኣብ ሎንደን ኣብ ዝካየድ ውድድር ኦሎምፒክ ኽሳተፍ ዘኽእሎ ነጥቢ ረኺቡ’ሎ።

XS
SM
MD
LG